መገዲ ክርስትያን
ጆን ቢንያም
ዝተጻሕፈሉ ዓም 1678
ብ1926 ብትሬሳ ዲ.ፐርትሰንን ብባይሩ ዑቕቢት ናብ ቛንቛ ትግርኛ ተተርጎመ።
- ኣስመራ ፣ ቤት ማሕተም ወንጌላዊት ሚስዮን፣
- ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት 1926
- ብዝሒ ገጻት 221
The piligrims progres by John Bunyam
ደራሲ፡ ጆን ቡንያን (1928-1688) ሓደ ኣብቲ ግዚኡ ዝዓበየ እንግሊዛዊ ሰባኽን ጸሓፍን ነበረ። ብዘይ ፍቓድ ሰቢኽካ ተባሂሉ 1960 ተኣስረ። ኣብ ቤትማእሰርቲ ኮይኑ፡ መገዲ ክርስትያን ትብል መጽሓፍ ጽሓፈ። እዛ መጽሓፍ እዚኣ፡ ሓንቲ ካብ ኣብ ዓለምና ብብዝሒ ዝተሸየጥት፡ ብትሕዝቶኣን ኣቀራርብኣን ብልጽቲ መጽሓፍ ኢያ። መገዲ ክርስታይን፣ ናይ ክርስትያን ጉዕዞ፣ ካብዛ ዓለም ናብታ ትመጽእ ዓለም፣ ብተምሳል ሕልሚ ዝተገልጸ መጽሓፍ ኢያ። እዛ መጽሓፍ ሓንቲ ካብተን ብዝያዳ ትርጉም ዘለዋ ናይ ክርስትና መጽሓፍ፣ ናብ ካብ 200 ቛንቛታት ንላዕሊ ዝተተርጐመት መጽሓፍ ኢያ።
The download link is only available to the members. Please login or create an account
Daniel
I Can’t find part four (4) Piligrims Progress Tigrigna.
Daniel
I Can’t find part four (4) Piligrims Progress Tigrigna.
admin
Hi,
Part 4 in in the play list as well as other tracks of this audio-book.
If you have any difficulty listening to it, please let us know.
Regards,
Admin