Home » Books » Books for free members » መጽሔት ቋንቋ

መጽሔት ቋንቋ

title

ዝርዝር ስነ ጽሑፍ ትግርኛን ደረስትን ኤርትራ

እዚ ጽሑፍ እዚ ናይታ ኣብ 1983 ዓ.ም. ብኣብርሃም ነጋሽ ዝተዳለወት “ብቋንቋ ትግርኛ እተሓትሙ ጽሑፋት ዝርዝር ምስ ሓጺር መግለጺታቶም” ካብ ዚብል መጽሓፍ ዝተወስደ እዩ። እዚ መጽናዕቲ እዚ፣ ብ 1869-1982 ኣብ ኤርትራ ካብ ዝተሓትሙ 428 ዝተፈላለዩ መጸሓፍቲ ዚምዝግብ መጽናዕታዊ ጸብጻብ እዩ። ከም መቀጸልታዉን ካብዚ ናቱ መጽናዕቲ ብዘይፍለ ኣገባብ ብዙሓት ቅድምን ድሕርን ናጽነት ኤርትራ  ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝተዳለዉ መጽሓፍትን ካልኦትን ንምጥቅላል ጻዕሪ ይግበረሉ ኣሎ።

ኣብዚ መስርሕ ዘለኩም ርእይቶን ነቐፈታን ብሃረርታ ክንቅበል ከምእንደሊ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

                                                   ኣዳለዉቲ

The links are only available to the members. Please login or create an account

1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (No Ratings Yet)

Loading...

Please Login to post a comment

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.