ኢጣልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ 1882-1941
ዘምህረት የውሃንስ Italian Colonization in Eritrean 1882-1941
Author Zemhret Yewhans
እዚ መጽሓፍ እዚ መግዛእቲ ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ካብ 1882-1941 ዝነበረ ዓመታት ፖለቲካዊ ቁጠባዊ ወተሃደራዊ፣ ማሕበራዊ፣ ባህላዊ መደባትን ንጥፈታትን ጽልዉኡ ኣብቲ ግዙእ ሕብረተሰብን ናይቲ ግዙእ ሕብረተሰብ ግብረመልስን ብዕምቆት ይትርኽ። እቲ ታሪኻዊ መግለጺ ብዕእይኒ ኤርትራውያን ኮይኑ ኣብ ልዕሊ 470 መወከሲ ምንጭታት ዝተሰረተ እዩ ። ሽሕ እካ እቲ ኣርእስቲ ንታሪኽ ኤርትራ ዝምልከት ይኹን እንበር፣ ንታሪክ ካልኦት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝርከባ ሃገራት ውን ሓቃዊ ጭብጥታት የቅርብ እዩ። ክቡር ዘምህረት የውሃንስ ነዚ መጽሓፍ ንባብ እዚ ንክነዳሉ ስለዝፈቀደልና ልዑል ምስጋና ይብጽሓዮ።
The download link is only available to the PREMIUM members. Please login or create an account