ኤርትራ ብዛዕባ ባሕረ-ነገሳት 1520
Expedition of Portuguese Embassy in to Abbsyna
ደራሲ ፍራንቸስኮ ኣልቫረዝ Author by Franchesco Alvarez
ትርጉም ናብ ትግርኛ ሃይለ ቦኽረ Translation to Tigrinya by Hayle Bokre
ፖርቱጋላውያን ብመርከብ ጌሮም ኣብ ወደብ ሕርጊጎ ብ7 ሚያዝያ 1520 በጽሑ። ካብኡ ቀጺሎም ድማ ዑዶቶም ናብ ድባርዋ ርእሲ ከተማ መረብ ምላሽ በጽሑ። በዚ ግዜ እዚ መረብ ምላሽ ነብሱ ዝኸኣለ ግዝኣት ኮይኑ ብባሕረ ነገስታት እዩ ዝመሓደር ኔሩ። እቶም ነገስታት ከምድሌቶም ግብሪ ከምዝእክቡ ዝነበሩ፣ ናይ ገዛእ ርእሶም ሰራዊት ከምዝነበሮም ይገልጽ። እቲ ከባቢ በቲ እዋን እቲ ከመይ ከምዝነበረ እዉን ተጠቂሱ ኣሎ። ብጻይ ሃይለ ቦክረ ነዚ ክላሲካዊ ስነጽሑፍ ናብ ትግሪኛ ስለዝተርጎመልና እናመስገና፣ ንድርሰቱ ብመልክዕ መጽሓፍ ምቅራብና፣ ፍቃደኛ ክኸውን ተስፋ ንገብር።
The download link is only available to the PREMIUM members. Please login or create an account