Eritrean history

posted in: History 2

Eritrean history
ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ
ካብ ማቴንሶ ክሳብ ተላ
1951-1955
ኣለምስገድ ተስፋይ
2005

1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (No Ratings Yet)
Loading...

ሩት ስምኦን ነብሳን ስርሓን ተላሊ – ዘራእቲ ዕግርግር

posted in: History 0

ሩት ስምኦን ነብሳን ስርሓን ተላሊ
ዘራእቲ ዕግርግር
እዚ መጽሓፍ እዚ ገሊአን ሃገራት ኣፍሪቃን ኤስያን ክቆማ ከለዋ ዘጋጥመን ሽግራትን ተጻብኦን ክገልጽ ይፍትን። ምዕራባውያን ሃገራት ብሓፈሻ ክምዕብላ ኣብ ዝጽዕራ ሃገራት ኣፍሪቃን ማእከላይ እስያን ብፍላይ ዕግርግር እናዘርኡ ሰላመን ክዘርጉን ምዕባልአን ክዓግቱን ዝገብርዎ እከይ ብመልክዕ ቃለ መሕትት ምስ ዶር መሓመድ ሓሰን ዝገልጽ መጽሓፍ ኢዩ። ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ሽግራት ናይዘን ስዒበን ተዘርዚረን ዘለዋ ሃገራትን ቦታታትን ይገልጽ።

1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (2 votes, average: 4.50 out of 5)
Loading...

ኢታልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ካብ

posted in: History 0

ኢታልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ካብ
ኢታልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ካብ 1882 ክሳብ 1941

ኢታልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ካብ 1882 ክሳብ 1941

ደራሲ ዘምህረት የውያንስ
1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (No Ratings Yet)
Loading...