Home » Books » Audiobooks » Tigrinyan » Novel » እምባፍራሽ

እምባፍራሽ

posted in: Novel 0

እምባፍራሽ

ሙሳ ኣሮን

ቀዳማይ ሕታም። ኣስመራ፣ ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ፣

ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣ 1959

ብዝሒ ገጻት፣ 94

እምባፍራሽ ዝተባህለት ብሓይሊ መስተ ተደፋፊኣ ካብ ሰብኣይ ሓብታ ከም ዝጠነሰት ይገልጽ። በቲ ናይ ኣከባቢኣ ህዝቢ ዘይተለምደ ተግባር ስለዝፈጸመት ካብ ነቐፌታ ንምድሓን ነቲ ህጻን ኣብ ጀንቢል ጠቕሊላ ኣብ ሜዳ ከምዝደርበየቶ እቲ ህጻን ብገበርቲ ሰናይ ዉላድ ዘይነበሮም ዓብዩ ተማሂሩ ሓኪም(ዶክተር) ከምዝኾነ ፣ እምባፍራሽ ሓሚማ ከይፈለጠቶ ብወዳ ተሓኪማ ከም ዝደሓነት ወዳ ሓዳር ሒዙ ሰራሕተኛ ናይ ገዝኡ ኮይና እንዳሰርሐት ከም ዝሞተት ። እምባፍራሽ ከም ኩሉ ሰብ ሓሊፋ ምስጢራ ግን ምስኣ ተቐቢሩ ተረፈ ብምባል እቲ መጽሓፍ ይዕጾ።

ብሙሳ ኣሮን እተጻሕፈ
ብ 1958 ዓ፡ም ኣብ ኣስመራ እተሓትመ
1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (2 votes, average: 1.50 out of 5)

Loading... The download link is only available to the PREMIUM members. Please login or create an account

Please Login to post a comment

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.