ሓደ ዛንታ፣ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሰ (ልብ–ወለድ)።
- ገብረእየሱስ ሃይሉ፣
- ኣስመራ፣ ቤት ማሕተም ጴጥሮስ ሲላ፣
- ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1942
- ብዝሒ ገጻት፣- 73
“ብግዜ ናይ ጣልያን ባዕዳዊ ኣገዛዝኣ ዝነበረ ኩነታት ተመልኪቱ ዝቐረበ ታሪኽ ዘለዎ ልብ -ወለድ እዩ። ኣብ ዕድመ ንእስነቱ ወተሃደር ክኸዉን ካብ ዘለዎ ድሌት ተላዒሉ ባንዳ ኮይኑ ናይ ዝተቖጽረ ሰብ ዘዘንቱ እዩ። ንኽስልጥን ተባሂሉ ወጻኢ ሃገር ከምዝኸደ ኣብ ዘስካሕክሕ ሽግር ምስ ወደቐ ኣብ ነብሱን ኣብ ሃገሩን ዘብጽሖ ሽግር ክርድኦ ምኽኣሉ ይገልጽ። ብጠቅላላ ናይቲ ታሪኽ ትሕዝቶ ባንዳ ምዃን መንእሰያት ብዘይምስትዉዓል ዝኣተዉዎ ስራሕ እምበር ሃገሮም ንኽወግኡ ድልየት ነይርዎም ከምዘይኮነ ይገልጽ”።
ሓደ ዛንታ
Ghebreiyessus Hailu
ሓደ ዛንታ (Hade Zanta)
Asmara, Petros Silla printing press, 1942 pp 73
It is a story about a boy called Tuquabo who goes to Libya as a colonial soldier simply because he loved adventure. But gradually he realizes that he was fighting a wrong war and was being exploited by the Italians

Meles
Jag vill läsa den bok.