Home » Books » Audiobooks » Tigrinyan » Field observation » ክልተ ቕነ ኣብ ድፍዓት

ክልተ ቕነ ኣብ ድፍዓት

posted in: Field observation 0

ክልተ ቅነ ኣብ ድፍዓት  

  • ኣለምሰገድ ተስፋይ
  • ኣስመራ ቤት ማሕተም ኣዱሊስ 
  • ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣-1997
  • ብዝሒ ገጻት፣- 203
  • 1 ሕታም። ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1995
  • ካልኣይ ምብዛሕ፣- 2005 ..

 

 እዛ መጽሓፍ 1985 ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ንከተማ ባረንቱ ተቆጻጺርዋ ኣብ ዝነበረ እዋን ጸላኢ ነታ ከተማ ክመልሳ ኣዝዩ ጽዑቕን ተደጋጋሚን መጥቃዕትታት ኣብ ዝካየደሉ ዝነበረ እዋን ደራሲ ካብቲ ተመዲብሉ ዝነበረ ደጀን ክፍልታት (ኣብ ቤት ጽሕፈት ምምዳብ) ነቲ ዝተፍጥረ ናይ ድፋዕ (መካላከሊ ዕርዲ) ሃጓፍ ንምምላእ፣ ኣብ ሓንቲ ኣጋር ሓይሊታት ተመዲቡ። ኣብቲ ዝነበረ ናይ ኣርባዕተ መዓልቲ ኵናት ውግእ ግንባር ናቕፋ፣ ኣብ ዝተሳተፈሉ እዋን ሓንቲ ልቢ  ስውእ ተጋዳላይ ካብቲ ኣካላት  ስውእ ተመጅሪጋ ኣብ ሓደ ከውሒ ወዲቃ ምስራእያ ብዘሕደረትሉ ትዕዝብቲ፣ ዝጽሓፋ ታሪኽ ሓዘል እያ። ብተወሳኪ ተዋሶኦታትን ሓጸርቲ ዛንታት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ። 

ክልተ ቕነ ኣብ ድፍዓት

ዝኽርታት ተዋስኦታት ሓጸርቲ ዛንታታት
1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (4 votes, average: 3.50 out of 5)

Loading... The download link is only available to the PREMIUM members. Please login or create an account

Please Login to post a comment

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.