ታ’ማኒፈስቶ
- ክብርኣብ ፍረ ዶ/ር
- ኣስመራ ኣብ ቤት ማሕተም ኤም.ቢ.ዋይ
- ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣-1999
- ብዝሒ ገጻት፣- 291
ወያነ ዝሓንጸጾ ካርታ’ውን ዝነደፈሉ፣ሪፓብሊክ ዓባይ ትግራይ ናይ ምምስራት ሸርሒ’ያ እተዘንቱ። ሓደ ሓደ ኣባላት ወያኔ መሬት ካብ ወሎ ካብ ጎንደር ካብ ኤርትራ’ውን እናቖርመሙ ዝነድፍዎ ካርታ ክውን ንምግባር’ዮም ነታ ማኒፈስቶ ሓንጺጾማ። ነዚ ንምትግባር ምስ ኤርትራ ኩናት ክጅምሩ እንተኮይኖም ግን ንሳቶም ዘይኮነ ኤርትራ ከም ጀማሪት ክውንጅልዋ ዘክእሎም ሸርሒ እዮም ሓንጺጾም። ብመደቦም መሰረት ኣብ ኣስመራ ሓደ ሓደ ገበናት ብምፍጻም ፍሉጣት ኢትዮጵያውያን ቀቲሎም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኩናት ንምጅማር ክከውን ከሎ። እዚ ግን ኩናት ንምጅማር እኹል ክኸውን ከም ዘይኣክእል ብምእማን ኣብ ኣዲስ ኣበባ’ውን ብመንግሰቲ ኤርትራ ዝተፈጸመ ብምምሳል ተመሳሳሊ ፍጻመታት ንምክያድ’ዮም ወሲኖም። ሕጂ እውን እዚ እኹል ክኸውን እንተ ዘይከኣለ ካልእ ናይ ዕቡዳት መደብ እዮም መዲቦም። ኢትዮጵያ ብመገዲ ዓሰብ ካብ ዘይጥቅም ነዊሕ’ያ ጌራ ነይራ። ኣብ ክንዲ’ታ ወደብ ኩሉ ሰደዳታን ኣታዊታትን እትግልገለሉ ዝነበረት ወደብ ጁቡቲ’ዩ ነይሩ። ስለዚ ብናታቶም ኣተሓሳስባ ናይ ወደብ ጁብቲ ኣስራርሓ ብምስንኻል ኤርትራውያን ጥቕሞም ስለ ዝተተንከፈ ፈጺሞሞ ተባሂሉ ኢትዮጵያ ኣብ ኩናት ክትጽመድ ብኡ ኣቢሎም ከኣ ናይ ዓባይ ትግራይ ሕልሞም ክትግብሩ’ዩ እቲ ሸርሒ። (መግለጺ ብደራሲ)
’ታ ማኒፌስቶ
ብዶ/ር ክብርኣብ ፍረ
The download link is only available to the PREMIUM members. Please login or create an account