ዕስክርና ጣልያን
ዕስክርና ጣልያን
መስፍን ኣፍለ/ገዛኢ/
ኣስመራ ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ፣
ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት 1977
ብዝሒ ገጻት፣- 109
ዕስክርና ጣልያን
መስፍን ኣፍለ/ገዛኢ/
ኣስመራ ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ፣
ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት 1977
ብዝሒ ገጻት፣- 109
ታ’ማኒፈስቶ
ክብርኣብ ፍረ ዶ/ር
ኣስመራ ኣብ ቤት ማሕተም ኤም.ቢ.ዋይ
ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣-1999
ብዝሒ ገጻት፣- 291
’ታ ማኒፌስቶ
ባቢሎን
ክብርኣብ ፍረ ዶ/ር
ኣስመራ ቤት ማሕተም ኤም.ቢ .ዋይ
ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1995
ብዝሒ ገጻት፣- 342
ሓደ ወዲ ኣፍቒረ
ዋልተር ትሮቪሽ፣ ብእምባየ ሃብተእዝጊኣብሐር እተተርጎመ።
ኣስመራ፣ ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ፣
ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1961
ብዝሒ ገጻት፣- 153
Walter Trobisch
ሓደ ወዲ ኣፍቂረ (hade weddi afkire)
Asmara, Kokeb Tsibah printing press, 1961, pp 153, translated by Embaye Hebtezghi.
(tr. I loved a boy)
ሓንቲ ጓል ኣፍቒረ
ዋልተር ትሮቪሽ፣ ብእምባየ ሃብተዝጊ እተተርጎመ።
ኣስመራ፣ ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ፣
ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣ 1959
ብዝሒ ገጻት፣ 80
ሓንቲ ጋል ኣፍቂረ
Walter Trobisch
ሓንቲ ጓል ኣፍቂረ (hanta gual afkire)
Asmara, Kokeb Tsibah printing press, 1959, pp 80, translated by Embaye Hebtezghi.
(tr. I loved a girl)
ሓደ ዛንታ፣ ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሰ (ልብ-ወለድ)።
ገብረእየሱስ ሃይሉ፣
ኣስመራ፣ ቤት ማሕተም ጴጥሮስ ሲላ፣
ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1942
ብዝሒ ገጻት፣- 73
ሓደ ዛንታ
ብዶ/ር ሃይሉ ገብረእየሱስ ብ 1950 ዓ.ም.ፈ ዝተሓትመ
ብ1928 ዓ.ም.ፈ ብእድ ዝተጻሕፈት
ሜሪ ጆንሶን፣ መጽሓፍ ቅዱሳን
ሜሪ ካርተር፣ ብዮሴፍ ሃብተሚካኤል ዝተተርጎመ፣
ኣስመራ፣ ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ፣
ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1958
ብዝሒ ገጻት፣- 111
ሚሪ ጆነስን መጽሓፍ ቅዱሳን
Mary Carter
ሜሪ ጆንሶን፡ መጽሓፍ ቅዱሳን (mery jonson mesthaf kidusan)
Asmara, Kokeb Tsibah printing press, 1958, pp 111, translated by Yossief Habtemicael
(tr. Mary Johnson and Her Bible)
መንገዲ ክርስትያን
• ቢንያም ዮውሃንስ፣ ብትሬሳ ዲ.ፐርቲስን ባይሩ ዑቕቢትን ናብ ቛንቛ ትግርኛ ዝተተርጎመ”።
• ኣስመራ ፣ ቤት ማሕተም ወንጌላዊት ሚስዮን፣
• ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣ 1926
• ብዝሒ ገጻት፣ 221
Asmara, Swedish Mission printing press, 1926 pp 221
Pilgrim’s Progress, translated into Tigrinya by Teresa Depertis and Bairu Ogbit