Home » Books » Audiobooks » Tigrinyan » Novel » ወርቅሃ

ወርቅሃ

posted in: Novel 0

ወርቕሃ

  • ሙሳ ኣሮን
  • ቀዳማይ ሕታም። ኣስመራ፣ ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ፣
  • ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣ 1958
  • ብዝሒ ገጻት፣ 119

ወርቕሃ ዛንታ ሂወት ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ኣመንዝራነት ዝወደቀት እያ። ቤት መስተ ከፊታ ግዝያዊ ሃብቲ ከምዝነበራ ይገልጽ። በዚ ዝጀመረቶ ተግባር ሰብ ሓዳር ፣ ተመሃሮን ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ናታ ኣርኣያ ክኽተላ ትደፋፍእ ከምዝነበረት የርኢ። ኣብ መወዳእታ ናይ መኪና ሓደጋ ምስ ኣጋጠማ ዝነበራ ሃብቲ (ገንዘብ) ንኽትድሕን ብዝግአበረቶ ሕክምና ተወዲኡ ናብ ድኽነት ኣትያ። በቲ ዝነበራ ስርሓ ክትቅጽል ከምዘይክኣለት ድማ  ይገልጽ። በዚ ብስጭት ዝተላዕለ ብተግባራታ እንዳተጣዕሰት ሂወታ ከም ዘሕለፈት ገሊጹ እቲ ታሪኽ  ይዉዳእ። ዝኾነ ነይምለስ ጓህሪ ነይኩለስ። ዝበሃል ናይ ኣቦታት ምስላ ኣብዚ ይምሰል።

መልእኽቲ ናይታ መጽሓፍ ስራሕ ኣመንዝራነት ጠንቒ ሕብረተሰብ ምዃኑ ይገልጽ”።

ወርቅሃ

ብሙሳ ኣሮን እተጻሕፈ

1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (2 votes, average: 3.50 out of 5)
Loading... The download link is only available to the PREMIUM members. Please login or create an account

Please Login to post a comment

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.