ወጠጦ እንዳቦይ ዓንዱ
- በርሀ ኣርኣያ
- ኣስመራ ፣ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ
- ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣-1959
- ብዝሒ ገጻት፣-120
“ብዛዕባ ሓፈሻዊ ናብራ እንዳቦይ ዓንዱ ዝበሃሉ ስድራ ቤት ኣስፍሕ ኣቢሉ ዝገልጽ ልብ-ወለድ መጽሓፍ እዩ። ናይ ዉድቀትን ምእራምን ኣብነት ናይ ህርፋን ጥሪትን ስስዐ ገንዘብን ኣማስይኡ ዘስዕቦ መቅጻዕትን ሕማቕ መፈጸምታ ከም ዘለዎን ካብ ብዙሕ ባህልን ግብርታትን ዝተዋጽአ ልብ- ወለድ እዩ”።
