Afet kssab meAss

posted in: Novel | 0

Afet kssab meAss
The book is about a young sahelian girl called Afet who suffers from nomadic life but decides to take her own decision when she is forced to marry her cousin. I spent eleven days with a nomad family called “The Barkays” and travelled from Rora Bakla till Karora to document detailed information about nomadic life. Through the story of Afet, I have tried to raise another question regarding this life style. Why do nomads refuse sedentary life? Is it possible to impose it on them? This young fighter will reveal, through her journey, many aspects that would interest policy makers.
1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (No Ratings Yet)
Loading...

ሩት ስምኦን ነብሳን ስርሓን ተላሊ – ዘራእቲ ዕግርግር

posted in: History | 0

ሩት ስምኦን ነብሳን ስርሓን ተላሊ
ዘራእቲ ዕግርግር
እዚ መጽሓፍ እዚ ገሊአን ሃገራት ኣፍሪቃን ኤስያን ክቆማ ከለዋ ዘጋጥመን ሽግራትን ተጻብኦን ክገልጽ ይፍትን። ምዕራባውያን ሃገራት ብሓፈሻ ክምዕብላ ኣብ ዝጽዕራ ሃገራት ኣፍሪቃን ማእከላይ እስያን ብፍላይ ዕግርግር እናዘርኡ ሰላመን ክዘርጉን ምዕባልአን ክዓግቱን ዝገብርዎ እከይ ብመልክዕ ቃለ መሕትት ምስ ዶር መሓመድ ሓሰን ዝገልጽ መጽሓፍ ኢዩ። ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ሽግራት ናይዘን ስዒበን ተዘርዚረን ዘለዋ ሃገራትን ቦታታትን ይገልጽ።

1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (No Ratings Yet)
Loading...

ኢታልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ካብ

posted in: History | 0

ኢታልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ካብ
ኢታልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ካብ 1882 ክሳብ 1941

ኢታልያዊ መግዛእቲ ኣብ ኤርትራ ካብ 1882 ክሳብ 1941

ደራሲ ዘምህረት የውያንስ
1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (No Ratings Yet)
Loading...

ሓደ ወዲ ኣፍቒረ

posted in: Novel | 0

ሓደ ወዲ ኣፍቒረ
• ዋልተር ትሮቪሽ፣ ብእምባየ ሃብተእዝጊኣብሐር እተተርጎመ።
• ኣስመራ፣ ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ፣
• ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣- 1961
• ብዝሒ ገጻት፣- 153
ሓደ ወዲ ኣፍቂረ
ካብ መጽሓፍ ዋልተር ትሮቢሽ እተተርጎመ። ቅጽል ”ሓንቲ ጋል ኣፍቂረ”
1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (2 votes, average: 3.50 out of 5)
Loading...

ሓንቲ ጓል ኣፍቒረ

posted in: Novel | 0

ሓንቲ ጓል ኣፍቒረ
• ዋልተር ትሮቪሽ፣ ብእምባየ ሃብተዝጊ እተተርጎመ።
• ኣስመራ፣ ቤት ማሕተም ከኾበ ጽባሕ፣
• ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት፣ 1959
• ብዝሒ ገጻት፣ 80
ሓንቲ ጋል ኣፍቂረ
ካብ መጽሓፍ ዋልተር ትሮቢሽ እተተርጎመ
1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (2 votes, average: 3.50 out of 5)
Loading...

መገዲ ክርስትያን

መገዲ ክርስትያን

ጆን ቢንያም

ዝተጻሕፈሉ ዓም 1678

ብ1926 ብትሬሳ ዲ.ፐርትሰንን ብባይሩ ዑቕቢት ናብ ቛንቛ ትግርኛ ተተርጎመ።

ኣስመራ ፣ ቤት ማሕተም ወንጌላዊት ሚስዮን፣
ዝተሓትመሉ ዓመተ ምሕረት 1926
ብዝሒ ገጻት 221
1 Star2 Stars3 Stars4 Stars5 Stars (2 votes, average: 4.50 out of 5)
Loading...

1 2 3
Password Reset
Please enter your e-mail address. You will receive a new password via e-mail.